مستخدم Google
- الإبلاغ عن مراجعة غير ملائمة
- عرض سجلّ المراجعة
ጀዛኩም ኣላህ ኼር ብስ ኣበይ ቦታ እዩ ትሓትሙ ብዙሓት ሰባት መን እቶም እዝዮም ሰባት የብሎ ኣለዉ ኣድራሻኡም እንቲ
ዘይ ፍልጥና ሰብ ከይ ጥቅምሉ ውን ክንጥንቅቅ እና ዘብሉ ብዝሑም ሰለ ዘለዉ መልሲ ክትሁቡና ብዝካልና ውን ክንሕግዝ
ድሉዋት ኣለና ኢን ሻ ኣላህ በጃኩም ግን መልሲ ብኤመል ውን ጽሕፈ መልሲ ግን ኣይርክብኩን እቲ መክንያት ንፍራሓሉ ዘለና
ከኣ ቡዙሓት ጸላቲ እስልምና ሰለ ዝብዙሑ እዩ መን ምካንኩም ክንፍልጥ ድለና ባራክ ኣላህ ፌኩም ብጣዓሚ ደስ ዘበል እዩ
መልሲ ግን ባራክ ኣላህ ፌኩም። ሓወኩም ፌላህ ወዲ ዕስማን
رأى 6 أشخاص أنّ هذه المراجعة مفيدة.