ፖስት ካርድ ካብ ልዕሊ 500 ምስላታትን ጥቕስታትን ብምምራጽ ክትሰርሕ ትኽእል
ፖስት ካርድ ካብቲ አዛ ኣፕ ዘዳለወቶ ገጻት ትሰርሕ
ፖስት ካርድ ካብ ናትካ ሰእልታት ናይ ሞባይልካ ትሰርሕ
ፖስት ካርድ ብቐጥታ ፎቶ ብምውሳድ ጥቕስታት ሓዊስካ ትሰርሕ
ዝሰራሕካዮ ፖስት ካርድ ኣብ ሞባይል ምስ ሰእልታት ትዕቕብ
ሕብሪን ግዝፊን ናይ ምስላታት ንፖስት ካርድ ከምዝሰማማዕ ጌርካ ተማሓይሽ
Eritrejské a etiópske staré a moderné Tigrinya výroky a príslovia. ምስላታት
Aplikácia náhodne prechádza zbierkou viac ako 500 prísloví a prísloví. Môžete tiež kliknúť na Ďalej a prejsť na nasledujúce príslovie.
አዛ ኣፕ አኩብ ናይ ትግርኛ ጥቕስታትን ከምኡ ከምኡ ብሂላትን ዝሓዘለት ኮይና ተጠቐምቲ ብቐሊል ክጥቐሙላን ክምሃሩላን ይኽአሉ።