መጽሓፍ መዝሙር ኤላህ ዝተፈላለየ መዛሙር እምነታዊ ትግርኛ ዝሓዘ መተግበሪ እዩ።
✔ መዝሙር ልደት
✔ መዝሙር ጾምን ንስሓን
✔ መዝሙር ትንሳኤ
✔ ናይ ማርያም
✔ ምስጋናን ኣምልኾን
✔ ምሩጻት መዝሙር
መተግበሪኡ ብፍጹም ነጻ እዩ ፣ ብዘይ ኢንተርነት ይሰርሕ።
እንተ ደሊኻ፣ ንምድጋፍ ናይ ተግበሪ ኣብ Google Play ክትድግፍ ትኽእል።
መዝሙር መጽሓፍ ኤላህ ንእምነትን ኣምልኾን ዝተዳለወ ናይ መዝሙር መጽሓፍ እዪ።