✨ Quiz‑style fill‑in‑the‑blank proverbs, hinkil-hinkilitey with conversation cards
Bring your family together with playful wisdom and meaningful conversations! This app turns timeless proverbs and thought‑provoking prompts into fun, interactive quizzes. Fill in the blanks of cultural sayings, explore conversation cards, and spark laughter, learning, and connection across generations. Perfect for family nights, diaspora communities, or anyone who loves blending tradition with play.
✨ Play, learn, and connect—one proverb at a time.
Spend quality time with your son or daughter through playful wisdom and fun! This app turns traditional proverbs into fill‑in‑the‑blank quizzes that spark laughter, learning, and cultural connection. Each round invites families to guess missing words, share stories, and enjoy meaningful conversations together. Perfect for family bonding, passing down traditions, and making learning joyful.
✨ Talk. Laugh. Connect—one card at a time.
Strengthen your bond and spark meaningful moments with conversation cards designed for couples and best friends. Each card opens the door to laughter, reflection, and deeper connection—whether you’re sharing stories, exploring dreams, or simply enjoying quality time together. Perfect for date nights, hangouts, or anytime you want to turn ordinary moments into unforgettable conversations.
ምስቶም እትፈትዎም ቤተሰብን ኣዕሩኽን፡ ንልቢ ዘረስርስን ዘይረሳዕን ግዜ ከተሕልፉ ትደልዩ ዶ?
እንሆ፡ ንባህላዊ ጸጋታትና ምስ ዘመናዊ ምዝናይ ዘጣመረ ሓድሽ ኣፕሊኬሽን (App)!
እንታይ ሒዙልኩም መጺኡ?
ምስላታት ኣቦታት ብመልክዕ ጸወታ፦ ንባዶ ቦታ ብምምላእ፡ ኣብ ባህላዊ ኣበሃህላታት ዘለኩም ፍልጠት ፈትሹ።
ነቲ ወርቃዊ ዝኾነ ቅርሲ ኣቦታትና እናተዘናጋዕኩም ውረሱ።
ልቢ ዘረስርስ ናይ ዕላል ካርድታት፦ ካብ ተራ ዕላል ወጺእኩም፡ ናብ ዛንታን ዕሙቕ ዝበለ ዘተን ዝመርሑ ካርድታት ተዳልዮምልኩም ኣለዉ። እዚ ንሰሓቕ፡ ንምክፋል ተሞክሮን ንናይ ሓባር ኣስተንትኖን ክፉት ዝኾነ መድረኽ እዩ።
ዝያዳ ምቅርራብ፡ ዝያዳ ፍልጠት፦ እዚ ኣፕ፡ ጸወታ ጥራይ ዘይኮነስ፡ ነፍሲ ወከፍ ትሕዝቶ ባህልና መበገሲ ጌሩ፡ ንኽትመሃሃሩ ክትበሃሃሉን፡ ክትተኣሳሰሩን ክትዛናግዑን ዝተፈጥረ ፍሉይ ዕድል እዩ።
ምስ ደቅኹም እተሕልፍዎ ግዜ፡ ብፍልጠትን ምዝንጋዕን ዝተሰነየ ክኸውን ትብህጉ'ዶ? እዚ ሓድሽ ኣፕ (App)፡ ነቶም መትከል ዓንዲ-ሕቖ መንነትና ዝኾኑ "ወርቃውያን ምስላታት"፡ ብመልክዕ መዘናግዒ ጸወታ (Quiz) የቕርበልኩም!
ስለምንታይ ክትመርጽዎ ይግባእ?
* ምስትምቓር ጥበብ፦ ዝጎደሉ ቃላት እንዳመላእኩም፡ ንምሉእ ሓሳብ ተወሳኺ ምስላታት ብሓባር ክትትንትኑ የኽእለኩም።
ኣብ መንጎ ሕቶን መልስን፡ ብዛዕባ ትርጉም ምስላታት እንዳተማጎትኩም፡ ዘይርሳዕ ናይ ስድራቤት ዕላል ክትፈጥሩ ተኽእል።
* ምውራስ ተመክሮ፦ ንደቅኹም ቋንቋኦምን ባህሎምን ብዘይ "ሰልችው"፡ ኣገባብ እናጻወትኩም ትምህርዎም።
ንምድልዳል ፍቕሪ ስድራቤት፡ ንምውራስ ክቡር ሓዳርን፡ ግዜኩም ብጽቡቕ ንምሕላፍን ምርጫኹም እዛ ኣፕ ይኹን።
ንመጻምድትን ብሉጻት ኣዕሩኽን ብዝተዳለዉ ናይ ዕላል ካርድታት ርክብኩም ኣደልድሉን ትርጉም ዘለዎ ህሞታት ኣስተማቕሩን። ነፍሲ ወከፍ ካርድ ንሰሓቕ፡ ኣስተንትኖን ዝዓሞቐ ምትእስሳርን ማዕጾ ይኸፍት። ንናይ ዕርክነት ምሸት፡ ንመዘናግዒ፡ ወይ’ውን ኣብ ዝኾነ እዋን ተራ ህሞታት ናብ ዘይርሳዕ ዕላል ክትቅይሩ ኣብ እትደልዩሉ እዋን እቲ ዝበለጸ ምርጫ እዩ።