Tigrinya muinasjutu lugu
Teosed on suulised kirjandused, mida antakse edasi põlvest põlve ja mida kasutatakse õppetunni edastamiseks. Tavaliselt on need lühikesed lood, mis lõbustavad moraalitunde illustreerides või õpetades.
Lugude tähendus võib olla ilmne või nii peenelt varjatud, et selle väljaselgitamiseks tuleb vaadata. Lood võivad olla loomadest, kes suudavad suhelda ja käituda nagu inimesed, taimed või loodusjõud. Loodusjõud mõjutavad loos toimuvaid nende tugevuse tõttu ning loomad või taimed võivad liikuda ja rääkida.
Selles rakenduses saate Fables in Tigrinya, mis sobib lastele ja perele.
ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ጽውጽዋይ
ጽውጽዋይ ....... ወደኮይ ጸሊማይ
ጽውጽዋይ ሓጺርን ጽፉፍን ስነ-ጽሑፋዊ ቅዲ ዘልዎ ልብወለዳዊ ዛንታ ኮይኑ ከም መልክዕ ተራ ንባብ ወይ ከም ግጥሚ ዝቆመ ኢዩ። ኣብ መወዳእታ ድማ ሞራላዊ ዝኾነ ትምህርቲ ዘመሓላልፍ ኢዩ። ግዜ ጽውጽዋይ ብዙሓት ዓይነት ነገራት ዘጠቃልል ኢዩ ከምኒ እንስሳታት ፣ ኣትክልቲ ፣ ህይወት ዘይብሎም ነገራት ፣ ኣፈታሪኻውያን ነገራት ወይ ወይ ናይ ናይ ተፈጥሮ ሓይልታት። ቀንዲ ተዋሳእቲ ናይ ጽውጽዋይ ከምኒ እንስሳታት ፣ ናይ ወድሰብ ክእለት ንኣብነት ናይ ምዝራብ ዓቅሚ ወይ ውን ነገራት ናይ ምግንዛብ ዓቅሚ ዓቅሚ ዝለብሱ ኣብ መወዳእታ ድማ ሓደ ንጹር ዝኾነ መልእኽቲ መልእኽቲ
ጽውጽዋይ ነዊሕ ታሪኽ ዘሎዎ ኮይኑ ፣ ካብቶም ያታዊ ጽሑፍት ጽሑፍት ድማ ብቀጻልነቱ ብናይ ዘመና ፍልጠታውያን ፍልጠታውያን ዝተመስከረሉ ኢዩ። ጽውጽዋይ ዳርጋ ኣብ ናይ ዝኾነት ሃገር ስነ ጽሑፍ ዝርከብ ኢዩ። ኣህጉርና ኣፍሪቃ ድማ ሃብታም ዝኾነ ባህሊ ዘሎዋ ኣብ ልዕሊ ምዃና ጽውጽዋይ ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ዝሰጋገር ነገር ነይሩን ኣሎን። ኣብ ሃገርና እውን ፣ ዳርጋ ነፍሲወከፍና ሓቢርና ብወለድና ወይ እውን ኣብ ነሕድሕድና ጽውጽዋይ ናይ ምንግጋር ልማድ ግኑን ኢዩ። ጽውጽዋይ ኣብ ኣተዓባብያን ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ሞራል ኣብ ምስግጋርን ዓቢ ተራ ዘሎዎ ኢዩ።
Värskendatud:
11. okt 2023