Tigrinya Fable Story
A fabulák szóbeli irodalmak, amelyeket nemzedékről nemzedékre továbbítanak, és leckét közvetítenek. Ezek általában rövid történetek, amelyek szórakoztatnak, miközben illusztrálják vagy tanítják az erkölcsi leckét.
A történetek jelentése nyilvánvaló vagy olyan finoman fátyolos, hogy meg kell nézni, hogy kitaláljuk. A történetek olyan állatokról szólhatnak, amelyek képesek kommunikálni és úgy viselkedni, mint az emberek, növények vagy természeti erők. A természeti erők erejük miatt befolyásolják a történéseket, és az állatok vagy növények képesek mozogni és beszélni.
Ebben az app kapsz Fables in Tigrinya, alkalmas a gyermekek és a család.
ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ጽውጽዋይ
ጽውጽዋይ ....... ወደኮይ ጸሊማይ
ጽውጽዋይ ሓጺርን ጽፉፍን ስነ-ጽሑፋዊ ቅዲ ዘልዎ ልብወለዳዊ ዛንታ ኮይኑ ከም መልክዕ ተራ ንባብ ወይ ከም ከም ግጥሚ ዝቆመ ኢዩ። ኣብ መወዳእታ ድማ ሞራላዊ ዝኾነ ትምህርቲ ዘመሓላልፍ ኢዩ። መብዛሕትኡ ግዜ ጽውጽዋይ ብዙሓት ዓይነት ነገራት ዘጠቃልል ኢዩ ከምኒ እንስሳታት እንስሳታት ፣ ፣ ህይወት ህይወት ነገራት ፣ ፣ ኣፈታሪኻውያን ነገራት ወይ ወይ ናይ ተፈጥሮ ተፈጥሮ ሓይልታት። ቀንዲ ተዋሳእቲ ናይ ጽውጽዋይ ከምኒ እንስሳታት ፣ ናይ ወድሰብ ወድሰብ ክእለት ንኣብነት ምዝራብ ምዝራብ ወይ ውን ውን ነገራት ናይ ምግንዛብ ዓቅሚ ዓቅሚ ኮይኖም ኣብ መወዳእታ ድማ ሓደ ሓደ ዝኾነ ዝኾነ መልእኽቲ መልእኽቲ
ጽውጽዋይ ነዊሕ ታሪኽ ዘሎዎ ኮይኑ ፣ ካብቶም ያታዊ ስነ-ጽሑፍት ድማ ብቀጻልነቱ ብናይ ዘመና ስነ-ፍልጠታውያን ዝተመስከረሉ ኢዩ። ጽውጽዋይ ዳርጋ ኣብ ናይ ዝኾነት ሃገር ስነ ጽሑፍ ዝርከብ ኢዩ። ኣህጉርና ኣፍሪቃ ድማ ሃብታም ዝኾነ ባህሊ ዘሎዋ ኣብ ልዕሊ ምዃና ጽውጽዋይ ካብ ወለዶ ናብ ናብ ዝሰጋገር ዝሰጋገር ነገር ነይሩን ኣሎን። ኣብ ሃገርና እውን ፣ ዳርጋ ነፍሲወከፍና ሓቢርና ብወለድና ወይ እውን ኣብ ነሕድሕድና ጽውጽዋይ ናይ ናይ ልማድ ግኑን ግኑን።። ጽውጽዋይ ኣብ ኣተዓባብያን ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ሞራል ኣብ ምስግጋርን ዓቢ ተራ ዘሎዎ ኢዩ።