Tigrinya pasakos istorija
Pasakėčios yra žodinės literatūros, perduodamos iš kartos į kartą ir naudojamos perteikti pamoką. Paprastai tai yra trumpos istorijos, kurios linksmina iliustruojant ar vedant moralinę pamoką.
Istorijų prasmė gali būti akivaizdi arba taip subtiliai uždengta, kad reikia išsiaiškinti. Istorijos gali būti apie gyvūnus, kurie gali bendrauti ir elgtis kaip žmonės, augalai ar gamtos jėgos. Gamtos jėgos daro įtaką įvykiams istorijoje dėl savo jėgos, o gyvūnai ar augalai gali judėti ir kalbėti.
Šioje programoje rasite fabrikus „Tigrinya“, tinkančius vaikams ir šeimai.
ሓጺር መእተዊ ብዛዕባ ጽውጽዋይ
ጽውጽዋይ ....... ወደኮይ ጸሊማይ
ጽውጽዋይ ሓጺርን ጽፉፍን ስነ-ጽሑፋዊ ቅዲ ዘልዎ ልብወለዳዊ ዛንታ ኮይኑ ከም መልክዕ ተራ ንባብ ወይ ከም ግጥሚ ዝቆመ ኢዩ። መወዳእታ ድማ ሞራላዊ ዝኾነ ትምህርቲ ዘመሓላልፍ ኢዩ። ግዜ ጽውጽዋይ ብዙሓት ዓይነት ነገራት ዘጠቃልል ኢዩ ከምኒ እንስሳታት ፣ ኣትክልቲ ፣ ህይወት ነገራት ፣ ፣ ኣፈታሪኻውያን ነገራት ወይ እውን ናይ ተፈጥሮ። ቀንዲ ተዋሳእቲ ናይ ጽውጽዋይ ከምኒ እንስሳታት ፣ ናይ ወድሰብ ክእለት ንኣብነት ናይ ምዝራብ ዓቅሚ ወይ ውን ነገራት ናይ ናይ ምግንዛብ ዓቅሚ ምዝራብ ምዝራብ ወይ ውን ነገራት ናይ ምግንዛብ ምግንዛብ ዓቅሚ ኮይኖም
ጽውጽዋይ ነዊሕ ታሪኽ ዘሎዎ ኮይኑ ፣ ያታዊ ስነ-ጽሑፍት ድማ ብቀጻልነቱ ብናይ ዘመና ስነ-ፍልጠታውያን ዝተመስከረሉ ኢዩ። ጽውጽዋይ ዳርጋ ኣብ ናይ ዝኾነት ስነ ጽሑፍ ጽሑፍ ዝርከብ ኢዩ። ኣፍሪቃ ድማ ሃብታም ዝኾነ ባህሊ ዘሎዋ ኣብ ልዕሊ ምዃና ጽውጽዋይ ካብ ወለዶ ናብ ዝሰጋገር ነገር ነገር ነይሩን።። ሃገርና እውን ፣ ዳርጋ ነፍሲወከፍና ሓቢርና ብወለድና ወይ እውን ኣብ ነሕድሕድና ናይ ናይ ልማድ ልማድ ግኑን። ኣብ ኣተዓባብያን ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ሞራል ኣብ ምስግጋርን ተራ ዘሎዎ ዘሎዎ ኢዩ።